DRYONASLAKEW Telegram 2603
ሰለስተ
***
ኣብ ተመኩሮ ወዲ ሰብ ሰለስተ መሰረታዊ ድልየታት ንጉዕዞ ህይወትና ይቐርፅዎ። ሓይሊ(will to Power) ዕግበትን (gratification) ትርጉምን (meaning ) እዮም። ስልጣን ምቁፅፃር ጥራይ ዘይኮነስ ብድሆታት ንምስጋርን ንምፅዋርን ወሳኒ ተራ ይፃወት እዩ። ዕግበት ኪኖ ደስታ ዝኸይድ ኮይኑ ምድላይ ክብርን ፍትሕን ዘጠቓልል እዩ።

ትርጉም (meaning) ድማ ካብ ምሕሳብ ጥራይ ርሒቑ ኣብቲ ዝፀልመተ ህሞታትና እውን እንተኾነ ዕላማን ፅንዓትን ንምርካብ ዝግበር ዓሚቝ ምድላይ እዩ። እዞም ባእታታት እዚኣቶም ኣብቲ ዝተሓላለኸ ኩነታት ህይወትና ተሓዋዊሶም ንተመኩሮታትና ይቐርፁን ንውሳነታትና ይፀልዉን እዮም።

(Will to power ) ስልጣን ብቕንዕናን ርህራሀን ምስ እንጥቀመሉ ኣንፃር በደል ደው ክንብልን ንመሰላት ካልኦት ክንጣበቕን ሓይሊ ይህበና ንኣወንታዊ ለውጢ ዝኸውን ሓይሊ እውን ይኸውን። ኣብ ዝተሓላለኸ ህላወታት ክንጓዓዝ ከለና ሓቀኛ ምልኣት ኣብ ምድላይ ስልጣን፣ ዕግበት ወይ ትርጉም ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ስኒት ውህደት ሰለስቲኡ ምዃኑ ምርዳእ ይደሊ። ፅንዓት ከነማዕብል ሓቀኛ ምትእስሳር ክንደሊ ንፅባቐ ናይቲ ብዕላማን ዕላማን ዝተነብረ ህይወት ክነዋሃህድን ክንሓቁፍን ንፅዕር።

ዋላ እኳ እዞም ሰለስተ ነገራት ብጣዕሚ ሰፈሕቲ ዛዕባታት እንተኾኑ ብሓፂሩ እየ ክገልፆ ፈቲነ።

ዳንኤል ገብረህይወት
ክሊኒካል ሳይኮሎጂስት, MSc

tgoop.com/DrYonasLakew/2603
Create:
Last Update:

BY Mental wellness የአእምሮ ጤና

Share with your friend now:
tgoop.com/DrYonasLakew/2603

View MORE
Open in Telegram

Telegram News

Date: |

Hui said the time period and nature of some offences “overlapped” and thus their prison terms could be served concurrently. The judge ordered Ng to be jailed for a total of six years and six months. ZDNET RECOMMENDS In the “Bear Market Screaming Therapy Group” on Telegram, members are only allowed to post voice notes of themselves screaming. Anything else will result in an instant ban from the group, which currently has about 75 members. "Doxxing content is forbidden on Telegram and our moderators routinely remove such content from around the world," said a spokesman for the messaging app, Remi Vaughn. The best encrypted messaging apps
from us

Telegram Mental wellness የአእምሮ ጤና
FROM American